top of page
“መኰነን ኪዳነ፡ ንሓደ ካብ ሕንቅልሕንቅሊተያት ብረታዊ ቓልስና፡ ብናይ ገዛእ ዓይኑ ምስክርነትን ብደቒቕን ዝርዝራውን ምርምሩን ስጡም ዝኾነ ናይ ኣዘናትዋ ጥበብን ፈቲሑልና ኣሎ ”
“ንኣስታት 40 ዓመታት፡ ዳርጋ ብዝበዝሕ ሰብ ከይተፈልጠን ከይተነግረሉን ዝጸንሐ፡ ዘሕዝን ኣሰንባዲ ፍጻመ ‘ድንገት ኣብ ዓጋመት’ ሎሚ ብርዒ መኰነን ተወሊዳቶ !”
“ብዝተረጋገጸን ብብዙሕ ጭብጥታት ብዝተደገፈን ዝርዝራዊ ቀዳማይ ምንጪ ሓበሬታ፡ ምኡዝ ዋሕዚ ኣዘናትዋ! ድንቂ ስነ-ጽሑፋዊ ኣበርክቶ”
“ነቲ ብኣጒል ትረኻ ክድብንን ክረስሕን ዝጸንሐ ኣሰዋውኣ ላዕለዋይ ኣባል ፖለቲካዊ ቤት ጽሕፈት ህ.ግ.ሓ.ኤ.ን ምስኡ ዝሓላፉ ፍሉጥ ሊቅ ወተሃደራዊ ስነ-ፍልጠት ዝርከቡዎም ጀጋኑ ተጋደልትን፡ ብጭብጢ ኣሰንያ፡ ስለ ዝቐረበት፡ ብቕዕቲ ዕዮ ምርምር ኮይና ረኺበያ””
ኣለምሰገድ ተስፋይ
ሰሎሞን ጸሃየ
ሰሎሞን በርሀ
ፍስሃየ ኪዳነ
Contact frenamekonen@gmail.com
Shabaybooks.com – reliable shipping worldwide
bottom of page